መደባትን ናይ ትምህርትን ግዜ
ኣብ EOA – Velp እዞም ዝስዕቡ ናይ ትምህርቲ ግዜታት ይምልከቱ፤
| ትምህርቲ 1 | 08.30 – 09.20 ሰዓት 08.45 ማዕጾ ተዓጽዩ! ደወል ምድዋል ይከኣል እዩ። |
| ትምህርቲ 2 | ካብ ሰዓት 09.20 – 10.10 ንግሆ |
| ናይ ንግሆ ዕረፍቲ | |
| ትምህርቲ 3 | 10.30 – 11.20 ሰዓት 10.45 ማዕጾ ተዓጽዩ! ደወል ምድዋል ይከኣል እዩ። |
| ትምህርቲ 4 | 11.20 – 12.10 ሰዓት |
| ናይ ምሳሕ ዕረፍቲ | |
| ትምህርቲ 5 | 12.40 – 13.30 ሰዓት 12.55 ማዕጾ ተዓጽዩ! ደወል ምድዋል ይከኣል እዩ። |
| ትምህርቲ 6 | ካብ ሰዓት 13፡30 – 14፡20 ሰዓት |
| ትምህርቲ 7 | 2.20 – 3.10 ድሕሪ ቀትሪ |